10 ዝበዝሐ ዳውንሎድስ ዝረከባ ኣፕሊከሽን 2020

10. Netflix - 223 ሚልዮን downloads
ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት ካብቶም ሁቡባት ኣፕሊኬሽን ክገብሮ ዝከኣለ ብምክንያት ሕማም ውሸባ ክከውን ይከልዮ ምክንያቱ ኮፍ ኢልካ ትውዕል አንተ ለካ ንፊልም ዝከውን ግዜ ኣይትስአንን ኢካ ብጠቅላላ ኣብ 2020 ነትፍሊክስ 223 ሚልዮን ዳውንሎድስ ረኪቡ ኣብ 10ይ ቦታ ተሰሪዑ ንረክቦ።

9. Google Meet - 254 million downloads
ኣብ 2020 ብምክንያት ሕማም ቡዙሕ ነገራት ብ ኦንላይን ተደዋዊልካ ከም ዝሳለጥ ኮይኑዮ ስለ ዝኮነ ዮ Google Meet ሓደ ካብቶም ዝበዝሐ ዳውንሎድስ ዝረከቡ ኣፕሊኬስን ክከውን ዝከኣለ 254 ሚልዮን ዳውንሎድስ ረኪቡ መበል 9 ተሰሪዑ ንረክቦ

8. Telegram - 256 million downloads
.ቴለግራም ሓደ ካብቶም ቡዙሓት ተጠቀምቲ ዘለዎ ኣፕሊኬሽን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 256 ሚልዮን ዳውንሎደርስ ብምርካብ ሓደ ካብቶም ዝበዝሑ ዳውንሎደርስ ዝረከቡ ስማርት ቴለፎን ኣፕሊከሽን ክከውን በቂዑ ዮ።

7. Snapchat - 281 million downloads
አቲ ምስ ቡዙሕ ዳውንሎድስ ዝረከቡ ኣፕሊኬስን አንተ ተሰርዐ ዘየሰንብድ ስናፕቻት ንስአሊታትካ ኣጸቢቁ ዘውጽአ ቡዙሕ ተጠቃሚ ዘለዎ ኣፕሊኬስን ኣብ ዝሓለፈ ኦኣመት ( 2020 ) 281 ሚልዮን ግዜ ኣብ ስማርት ተለፎን ዳውንሎድ ተጌሩ ።

6. Messenger - 404 million downloads
አቲ ምስ ናይ ፌስቡክ ሰዓብትካ ትራከበሉ ኣፕሊኬሽን ውን ዝሓለፈ ዓመት ሓደ ካብቶም ቡዙሕ ዳውንሎድስ ዝረከበ ኣፕሊኬሽንዮ አዚ ዝኮነሉ ምክንያት ድማ ምስ ናይ ፌስቡክ ሰኦኣብትካ ብዘይ አዚ ኣብሊኬሽን ክትራከብ ስለ ዝይከኣልዮ መሰንጀር ኣብ 2020 404 ሚልዮን ግዜ ዳውንሎድ ተጌሩ።

5. Zoom - 477 million downloads
ናይ ኦንላይን ዝግበር ትምርቲ ድዮ ካልአ ነገራት ሁቡብ ዝነበረ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት Zoom ዮ ኣብ 2019 ብዛኦባ አዚ ኣፕሊኬሽን ቡዙሕ ይስማዕ ኣይነበረን ኣብ 2020 ግን ዝበዛሕና ብዛኦባ አዚ ኣፕሊኬሽን ሰሚዕናን ተጠቂምናሉን ኢና ኣብ ዝሓለፈ ዓመት Zoom 477 ሚልዮን ዳውንሎደርስ ረኪቡ ኣብ መስርዕ ቶም ሁቡባት ከኣቱ በቂኦ ዮ።

4. Instagram - 503 million downloads
.ኢንስታግራም ሓደ ካብቶም ኣዝዮም ተፈተውትን ቡዙሓት ሰዓብቲ ዘለዎምን ኣፕሊኬስን ዮ አዚ ኣዝዮ ደስ ዘብል ስ አሊታትካ ትዝርገሃሉ ምስ ሰባት ትራከበሉ ኣፕሊኬሽን ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 503 ሚሊዮን ዳውንሎደርስ ረኪቡ ኣብ ስማርት ቴለፎን።

3. Facebook - 540 million downloads
ንህና ኤርትራውያን ካብ ንትቀመሎም ኣፕሊኬስን ሓደ ፌስቡክ ዮ ፌፍቡክ ዮ ዝበዝሐ ዳውንሎደርስ ረኪቡ ውን ክበሃል ይከኣልዮ ምክንያቱ ወናኒ ፌስቡክ ንመሰንጀር ዋትሳፕ ኢንስታግራም ውን ዋንነቱ ዮም ፌስቡክ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 540 ሚሊዮን ዳውንሎደርስ ረኪቡ ። አንተ ደኣ ናይ መሰንጀር ዋትሳፕ ኢንስታግራም ፌስቡክ ዳውንሎድስ በሓደ ቆጺርናዮ ዝመጻልና ቁጽሪ 2 ሚልያርድ ዮ

2. WhatsApp - 600 million downloads
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት አቲ ኣዝዮ ሁቡብ መሰጅ ኣፕሊኬስን ዝነበረ ዋትሳብ ዮ አዚ ኣፕሊኬስን ኣብ ዝሓለፈ ኦኣመት 600 ሚልዮን ግዜ ድዋንሎድ ተጌሩ ካብቶም ሁቡብዝት ኣፕሊኬስን ናይ 2020 ኣብ ካለኣይ ደረጃ ተሰሪዑ ዘሎ ዋትሳፕ ዮ ።

1. TikTok - 850 million downloads
.አቲ ኣብ ዝሃለፈ ዓመት ኣዝዮ ዝበዝሐ ዳውንሎደርስ ዝረከበ ኣፕሊኬስን ቲክ ቶክ ዮ አዚ ብ ኣብ ኩሉ ክሊ ዕድመ ዘለዉ ኣዝዮ ተፈታዊ ዝኮነ ኣፕሊኬሽን አዚ ኣፕ ሓጸርቲ ቪድዮታት አንዳ ዘርጋሕካ ተውህቦካ ተርአየሉ ተዘናገዓሉ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 850 ሚልዮን ግዜ ዳውንሎድ ተ ጌሩ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ናይቶም ሁቡባት ኣፕሊኬሽንስ ናይ 2020 ተሰሪዑ ድማ ንረክቦ ።